Re: ኣዋጅ ኲናት ብየማነ ገብረመስቀል "የማነ ጊሔስ ኣብ ክንዲ ዝስተር ይግተር"
ብሒም ኢንተኢልና ክንሕጎም ኢና ከም ኣብ እዋን ጃንዳ ወያነ ዝነበረ፡ ይብል ኣሎ ዓሽከርክን ዝነበረ ባዕሉ።

Re: ኣዋጅ ኲናት ብየማነ ገብረመስቀል "የማነ ጊሔስ ኣብ ክንዲ ዝስተር ይግተር"
180 Agames died trying to go to an Arab country! But these Agames don't care. Are Agame lives so CHEAP!
https://www.facebook.com/share/p/195pPL8dPa/
Mezeker Abadi Zemo
12h ·
ካብቶም ናብ ስደት ዝኸዱ 180 ሰባት ሒዛ ኣብ ባሕሪ ዝሰጠመት ጀልባ መብዛሕቲኦም ህይወቶም ዝስኣኑ መናእሰይ ተጋሩ ከም ዝኾኑ እዩ ዝንገር ዘሎ:: ትግራይ መናእሰያታ በቢምዓልቱ ትስእን እያ ዘላ:: ከም ፀብፃባት ዝሕብርዎ ከባቢ 32,000 መንእሰይ ትግራይ ወርሓዊ ንዓዱ ጠንጢኑ እዩ ዝስደድ ዘሎ:: ክንደይ ህይወቱ ስኢኑ : ክንደይ ተኣሲሩ : ክንደይ ኣብ በረኻ ሰንፈላል ኣሎ ዝንፈልጦ ዋላ ሓንቲ ጉዳይ የብልናን::ነዚ ፀገም ንምፍታሕ ምዕሩይ ስርዓት ምትካል: ስራሕ ምፍጣር : ተስፋ ምምላስ የድልይ ናብ ትግራይ::
ንመላእ ስድራ ፅንዓት ይምነይ
![]()
Re: ኣዋጅ ኲናት ብየማነ ገብረመስቀል "የማነ ጊሔስ ኣብ ክንዲ ዝስተር ይግተር"
How do you translate "starving marvin", to Amharic?

