Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 36321
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Egypt FM:We Won't Allow Foreign Forces In Red-Sea.(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 24 Dec 2024, 12:11


Nakfa Press
🚨 🇪🇬 ግብጺ- ዝኮነ ግዳማዊ ህላወ ኣብ ቀይሕ_ባሕሪ "ዘይቅቡል" ዩ!
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ በድር ዓብደል ዓጣ ትማሊ ሶኑይ ኣብ ካይሮ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ሞዓሊም ፊቂ ኣብ ዘካየዶ ክልተኣዊ ዝርርብ "ብዘይካ ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ካልእ ዝኮነ ኣካል ኣብ ቀይሕ-ባሕሪ ምህላዉ ተቐባልነት የብሉን" ክብል ኣዊጁ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ መልግቦ ኣንብብ https://nakfapress.com/archives/1331?