Mezeker Abadi Zemo
27m ·
ኣብታ ሕጂ ዝወዳእናያ ክረምቲ ኣብ ኩሓ ጥራይ 10 መናእሰይ ዓርሶም ኣጥፊኦም ኣለው:: ኣብ መቐለ ካብ 5-8 ሰባት ኣብ ምዓለቲ ከም ዝበፅሐ ነጊሮምኒ::
ሕጂ ቅድሚ 2 ስዓት ከይተረፈ ሓደ ሓው ኣብ ዓይደር ኸባቢ ንባዕሉ ብክላሽ ኣጥፊኡ ኣሎ::
ኣብ መላእ ትግራይ ዓርሰ ቅትለት ተስፋሕፊሑ እዩ ዘሎ::
https://www.facebook.com/share/p/3vDnDbyY7V14mNnt/
Please wait, video is loading...