Page 1 of 1

እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራኸ፤ ብድኽመት ናይ መን እዮም ክቡር ህይወቶም ናይ ኣቢይ ስልጣን ከደላድሉ ንኸንቱ ሞይቶም?

Posted: 29 Nov 2023, 09:43
by sarcasm
sarcasm wrote:
15 Nov 2023, 20:29
እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራኸ፤ ብድኽመት ናይ መን እዮም ክቡር ህይወቶም ናይ ኣቢይ ስልጣን ከደላድሉ ንኸንቱ ሞይቶም፧
Zmeselo wrote:
20 Jul 2023, 14:39
ባዕልኺ'ኮ ትምልስያ ኣለኺ፡ ንገዛእ ሕቶኺ።

ብናይ "ዓለም" (USA) induced oxygen ተስተንፍሲ'ለኺ። ሓደ ዘብርሆ ነገር እዚ ጉዳይ፡ ድኽመት ናይታ ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ጥራሕ ኢዩ።


sarcasm wrote:
20 Jul 2023, 13:47
Asmara wrote:
20 Jul 2023, 05:01
sarcasm wrote:
20 Jul 2023, 03:48
Is Fasil Yenealem spilling the beans on UAE's direct involvement on the War on Tigray. Everyone is admitting that Ethiopia, Eritrea, UAE and Turkey armies created an allied force under one leadership to fight a sub-national entity - Tigray. 4 vs 1


ነገ ደግሞ የUnited Arab Emirates መንግስት ትግራይ ሄዶ የተከተልነው ፖሊሲ ስህተት ነበር ብሎ ንግግር ሊያደርግ ነው - EMS Eletawi

ኣንታ ሙሉእ ዓለምውን ዘይሳተፍ እቲ ዋና ነገር ንወያነ ከምዘይትትስእ ገርካ ምድሃኽ እዩ ነይሪ እቲ ዕላማ። እቲ ኩሉ ፈራዕራዕ ጠፊኡ እብ መስመርኩም እቲኹም ኣለኹም። እዚ ኩሉ ናይ ጆኖሳይድ ሓሶት ናብ ዋላ ሓደ እየብጻሓኩምን። ከም ቀደምኩም ሓንቲ እንዳ ጠሓኒት ሒዝኩም ዓቅሙኩም ፈለጢኩም ብሰላም ምስ ጎዶቦኩም ተሳኒኩም ምንባር እያ እታ ኣማራጺ።
ከምዘይትትስእ? ወይን ደኣሞ ጫማኣ ወላዊላ ዓለም ምሉእ እንዳንጨብጨበላ ኣብቲ ኽቡር ቦታኣ ተመሊሳ እንዲያ። ናብ ኢትዮጵያ ዝመጸ ምኒስተር፤ ልኡኽ ፤ ወይ ኣምባሳደር መቀለ ኸይበጸሐ ዘይምለስ።

መዓስ ኢኹም ንወለድን ኣንስቲን ናይቶም ብኸንቱ ዝፈሰሰ ደም ደቆምን ሰብኡተንን ተርድእዎም?

"ምስ ፌደራል ብሓደ ዝተቀብሩ ሰራዊት ኤርትራ ኣለው" ብ/ጀ ሓድሽ ኤፍሬም





መዓት መስዋእቲ ኢና ኸፊልና ይብል ኣሎ። በሉ ስድርኦምን ኣንስቶምን ንገርዎም፤ ፈጨው ኢሎም ይጽበይዎም ኣለዉ።

Please wait, video is loading...

"ወዲ ዓሻ'ስ ክልተ ጊዘ ይጽፋዕ | ኤርትራዊስ ምእንቲ ኣምሓራ ክብል ኣብ ኢትዮጵያ ኸይዱ ክመውት?

ነቲ 110 ሚልዮን ዘለዎ ዓዲ ህይወቱ ክግብር? እንታይ ኢና ኾይንና?" ዶ/ር ገብረ




Re: እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራኸ፤ ብድኽመት ናይ መን እዮም ክቡር ህይወቶም ናይ ኣቢይ ስልጣን ከደላድሉ ንኸንቱ ሞይቶም?

Posted: 29 Nov 2023, 14:24
by Digital Weyane
አነ ብቦኩለይ ኡቱ ብስም ጎይታና ማይክ ሃመር ንዓና ወያነ ደሚሩና ዘሎ ጦቅላይ ሙኒስቴር አቢይ ነቱ ንሕና ወየንቲ ልፈፀምናዮ ስሕተት ብምድጋም ኻም አይተ ስዩም መስፍን ጉምባሩ ብጥይት ተበሲዑ ወይ እግሩ ተቖሪፁ ክርእዮ አይደሊ። <<ትግራዋይ ኮይኑ ልአቢይ ልምድሓን ዘይወድቕ እንተሎ ብጥይት በሉዎ!>> ዝብሉታ ወየንቲ ዳያስፖራ ቡዙሕ የግሩሙለይ። ዘይስንኻ ሑፃ ደንከልያ ቆርጥመሉ። :roll: :roll:

Re: እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራኸ፤ ብድኽመት ናይ መን እዮም ክቡር ህይወቶም ናይ ኣቢይ ስልጣን ከደላድሉ ንኸንቱ ሞይቶም?

Posted: 14 Dec 2023, 21:12
by sarcasm
ትግራይ ኣርዲኦም፤ ኢትዮጵያ ኣርዲኦም። መዓስ ኢኹም ንወለድን ኣንስቲን ናይቶም ብኸንቱ ዝፈሰሰ ደም ደቆምን ሰብኡተንን ተርድእዎም? ተማሪኹ'ዶ ይኸውን፤ ተጎዲኡ ኣብ ሕክምናዶ ይህሉዶ'ኾን ኢልካ ፈጨው ኢልካ ትጽቢት ነዊሕዎም።