Re: EmbassyMedia - 'ቋንቋ ግብሪ' - ሃገራዊ ክብርታት ናጻ ኤርትራ!
ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ - ኤርትራዉነት ዝያዳ ተጻብኦ ምስዘጓንፎ እዩ ዝያዳ ዝስዉድ! ተጸብኦ ደመኛታት ጸላእትና ንመቐረት ሃገራዊነትና ኣራባሒ ባእታ (multiplying factor) እዩ።
ተጻባኢ ዘይብሉ ኤርትራዉነት መቐረት የብሉን። The more we get challenged, the stronger we become.
ጸላእትና እንቋዕ ተፈጠርኩም!