Page 1 of 1

እንባኣርከስ እዚ ውራያት ህግደፍ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ካብ ኣተወ ዝቕጽል ጉዳይ እተን ናይ gangster ኤንባሲታት ምዕጻው ክኸውን ይሓይሽ . . . .

Posted: 27 Sep 2023, 08:14
by sarcasm
Ok እንባኣርከስ እዚ ውራያት ህግደፍ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ካብ ኣተወ ዝቕጽል ጉዳይ እተን ናይ gangster ኤንባሲታት ምዕጻው ክኸውን ይሓይሽ :: ቀዳሞት ዕርዲ ናይቲ እከይ ተግባሮም ኢንባሲ እዩ::
Please wait, video is loading...

Re: እንባኣርከስ እዚ ውራያት ህግደፍ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ካብ ኣተወ ዝቕጽል ጉዳይ እተን ናይ gangster ኤንባሲታት ምዕጻው ክኸውን ይሓይሽ . . . .

Posted: 27 Sep 2023, 09:36
by Fiyameta
ዓጋመ አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምኩምዎ ግፍዕታት መርገም ኮይኑኩም ድሮ እኳ 1.5 ሚልዮን ናይ ህይወት ዋጋ አኽፊሉኩም። እቲ መርገም መመሊሱ ክዛይድ ትምነዩ እንተሃሊኹም እቲ ትኸፍልዎ ዋጋ 'ውን ከምኡ እንዳዛየደ እዩ ዝኸይድ። እምብአርከስ፡ ነዚ ዘስተውዕል አእምሮ ካብ ዘይተዓደልኩም ዕጫኹም አብታ ዝተረገመት ክልልኩም ንሓድሕድኩም እንዳተባላዕኩምን ከምቀደምኩም አብ ትሕቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተረጊጽኩም ምንባርን ጥራይ እዩ። ዝኾዓትኩምዋ ጉድጓድ ባዕልኹም አቲኹማ። እታ ብርኽቲ ሃገርና ኤርትራ ግን ፈጣሪ ዓይኒ ሓሳድ ደፊኑላ ብዕቤትን ልምዓትን ንቕድሚት ትሕንበብ እያ ዘላ። 8) 8)

እተን ትማሊ ብድምጺ መዳፍዕ ዘይጸመማ ኤርትራውያን አእዛን ሎሚ ብሓሶትን ፈኸራን ዓጋመ ክጸማ እየን ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ። ዓሻስ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት። በሉ እስኪ ቀጽልዎ እዚ ባህላዊ ጸወታኹም። :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: