Page 1 of 1

ሱዑዲያ ናይ ሱዑዳውያን ደቀባት ኤርትራ ድማ ናይ ኤርትራውያን ደቀባት ምዃነን ፍሉጥ እንከሎ ኣብ 'ዚ 'ዋን 'ዚ " ኤርትራ ንኤርትራውያን " ዝብል ጭርሖ ምልዓል ቅኑዕ ኣይኮነን።/ጀብሃ ..

Posted: 10 Sep 2023, 16:33
by Abe Abraham


ሱዑዲያ ናይ ሱዑዳውያን ደቀባት ኤርትራ ድማ ናይ ኤርትራውያን ደቀባት ምዃነን ፍሉጥ እንከሎ ኣብ 'ዚ 'ዋን 'ዚ " ኤርትራ ንኤርትራውያን " ዝብል ጭርሖ ምልዓል ቅኑዕ ኣይኮነን።

ቀደም ጀብሃጂስ "ኤርትራ ናይ ዓረብ 'ምበር ናይ ኤርትራውያን ኣይኮነትን ''ዝብል መርገጺ ስለ ዝነበሮም " ኤርትራ ንኤርትራውያን " ዝብል ጭርሖ ኣብ 'ቲ 'ዋን 'ቲ ምልዓል ወቕታዊን ኣገዳስን ምኾነ ኔሩ ።





ኮይኑ ድማ ኣነን ኣሕዋተይን ኣባል ማሕበር ተማሃሮ ዓረብ ኔርና !!!
-