Page 1 of 1

ጌቹ ወዲ ካሕሳይ ረዳ ፥ ልኸበርኩም ማዕክሮን በዚ ኣጋጣሚ መንግስቲ ኒጀር ኣብ ልዕሊ ኤምባሲኹም ክባይ ዕጽዋይ ጌሩ ማይን ጸዓትን ብምሕራሙ ንሕና ተጋሩ ነቲ ስጉምቲ ብሕራነ ከም ንቃወሞ ንሕ

Posted: 28 Aug 2023, 14:13
by Abe Abraham

  • ጌቹ ወዲ ካሕሳይ ረዳ ፥ ልኸበርኩም ማዕክሮን በዚ ኣጋጣሚ እዚ መንግስቲ ኒጀር ኣብ ልዕሊ ኤምባሲኹም ክባይ ዕጽዋይ ጌሩ ማይን ጸዓትን ብምሕራሙ ንሕና ተጋሩ ነቲ ስጉምቲ ብሕራነ ከም ንቃወሞ ክንሕብረኩም እንዳ ፈተና ናይ ኣይትሰኩኑ መልእኽቲ ነተሓላልፈልኩም ።