Page 1 of 1

ሱዳናውያን ንናይ ባዕዲ ኣገልጋልን ከዳምን እንታይ ኢሎም ይጽውዕዎ ይመስለኩም ? መልሲ፥ ፈለንጋይ!!

Posted: 24 Aug 2023, 18:54
by Abe Abraham
ሱዳናውያን ንናይ ባዕዲ ኣገልጋልን ከዳምን እንታይ ኢሎም ይጽውዕዎ ይመስለኩም ? መልሲ፥ ፈለንጋይ!!

Re: ሱዳናውያን ንናይ ባዕዲ ኣገልጋልን ከዳምን እንታይ ኢሎም ይጽውዕዎ ይመስለኩም ? መልሲ፥ ፈለንጋይ!!

Posted: 24 Aug 2023, 19:34
by Abe Abraham


ከምቲ ዝተጠቕሰ ንሓደ ፈለንጋይ ክብልዎ እንከለዉ ንካብ ክልተ ንላዕሊ ድማ ፈለንጋያት ይብልዎም ። ፈለንጋይ ኣብ ዘበን ቱርኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ዘቤታዊ ዕዮ ተዋፊሩ ኣብ ገዛ ዘገልግል ዝነበረ ሰብ እዩ ።

ካልእ ብዓይኒ ፖለቲካ ክጥመት እንከሎ ንሓደ ፎኪስን ቁም-ነገር ዘይብሉን ሰብ " ዓምበሎቕ " ይብልዎ ። ብመሰረቱ ኣብ ናይ ሱዳን ዓረብ እቲ ቓል ንማሕስእ/ንውልዶ ጤል ወይ በጊዕ/ እዩ ዘስምዕ ።

ኣብነት ፥ እዚኣቶም በዓል ዓምበሎቕ በዓል ፈለንጋያት ዋላ ሓንቲ ዋጋ የብሎምን !!