Page 1 of 1

Thomas H. ( aka ቶሚ ሕልና ) ፥ ባባ ሕልና ማለት እንታይ እዩ ?

Posted: 20 Aug 2023, 12:55
by Abe Abraham

Thomas H. ( aka ቶሚ ሕልና ) ፥ ባባ ሕልና ማለት እንታይ እዩ ?

ኣቦይ ሕልና ፥ ኣነ ሕልና ዝብል ስም ኣባሓጎኻ ከም ዘውጸኡለይ ጥራሕ እየ ዝፈልጥ ። ንሕና ንነዊሕ ግዜ ኣብ ዕብለላ ስለ ዝነበርና ናይ መንነት ጸገም ኣሎና ። " ንውጹዕ ትግራዋይ .....ክላዓል በለ" እንዳበለ ደራፋይ ከስተንትን እንከሎ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ? ተመሃር ዝወደይ መታን ትርጉም ናይ ሕልናን ባባ ድማ ካብ ኣዲስ ኣባባ ከም ዘይወጽአ ባዕልኻ መታን ክትፈልጥ ።