ኣይተ ኣየለ መኮነን ፥ናይ'ታ ሄሊኮፕተር ደኣ ብዙሕ ዘረባ ዘድልዮ መዓስ ኮይኑ; ውረዲ! ውረዲ! ከይትዋረዲ ምስ በልክዋ ወሪዳ። ብድሕሪኡ ምስ ምሉእ ትሕዝቶኣ ማሪኸያ። ኣብ ኣንበጣ ከምኡ
Posted: 17 Aug 2023, 14:07
ኣይተ ኣየለ መኮነን ፥ ናይ'ታ ሄሊኮፕተር ደኣ ብዙሕ ዘረባ ዘድልዮ መዓስ ኮይኑ; ውረዲ! ውረዲ! ከይትዋረዲ ምስ በልክዋ ወሪዳ። ብድሕሪኡ ምስ ምሉእ ትሕዝቶኣ ማሪኸያ። ኣብ ኣንበጣ ከምኡ ፈቲነ ስጋዕ ሕጂ ግን ኣይተዓወትክሉን ።