Page 1 of 1

ኩሉኹም ኣብ ወፍሪ ዳዊት ኢሳቕ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ናብ ሽወደን ትውሕዙ ዘለኹም

Posted: 31 Jul 2023, 18:21
by Justice Seeker
ኩሉኹም ኣብ ወፍሪ ዳዊት ኢሳቕ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ናብ ሽወደን ትውሕዙ ዘለኹም ብርጌድ ንሓመዱ ፍርናሽን ኮቦርታን ዘይብሉ መደቀሲ ቦታታት ተሓዚእልኩም ስለ ዘሎ፣ ኩልኹም ነናትኩም Sleeping bag (sovsäck)ሒዝኩም ናብ ሽወደን ክትመጹ ለበዋ ተመሓላሊፉ ኣሎ



Please wait, video is loading...

Re: ኩሉኹም ኣብ ወፍሪ ዳዊት ኢሳቕ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ናብ ሽወደን ትውሕዙ ዘለኹም

Posted: 31 Jul 2023, 18:51
by kebena05
Are they "Eritreans" from Enticho or Wuquro like you? :lol: :lol:

Justice Seeker wrote:
31 Jul 2023, 18:21
ኩሉኹም ኣብ ወፍሪ ዳዊት ኢሳቕ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮጳ ናብ ሽወደን ትውሕዙ ዘለኹም ብርጌድ ንሓመዱ ፍርናሽን