Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ተጋሩ ኢና!

Post by Hameddibewoyane » 16 Jul 2023, 05:27

:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:
Please wait, video is loading...
ጥምየት ዝመለለይና
ኩዕንቲ ዝምግብና
ሓሶት ዝባህልና
ሕስድና ዝኣመልና
ጥረራ ዝሞያና
ንባድመ ዝሓለምና
ህድማ ዝዓወትና
ተጋሩ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!
ጉራ ዝደርፍና
ኩሹፍ ዝምልክትና
ክድምና ዝኣመልና
ባሕሪ ዝሕልምና
ትግሓርኛ ዝቋንቋና
ተጋሩ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!
ስርቂ ዝሃይማኖትና
ወልቃይት ዝሕልምና
ራያ ዝባህግና
ስደት ዝግርማና
ስንዳይ ካናዳ ዝመግብና
ተጋሩ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!
ኣዮኻ ናይና ዝደረፍና
ኣይሰምዕን'የ ዝበልና
ትግራይ ትዕወት ዝዘመርና
ወይከ ፈተኽ ዝበልና
ንዓዲ ሃሎ ዝሓለምና
ኣራት ኪሎ ዘይበጻሕና
ኣብ መንገዲ ዝቐረና
መልሓስ ጥራይ ሒዝና ዝተረፍና
ተጋሩ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!
ወልቃይት ዝተሓደግና
ራያ ዝተመንጠልና
ግዝያዊ ምምሕዳር ዝመስረትና
ርሑቕ ሓሊምና ኣብ ቀረባ ዝቐረና
ሕጂ ንቑዝም ዘለና
ኢድና ዝሃብና
ዉዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረምና
ከይፈተና ዕጥቅና ዝፈታሕና
ተጋሩ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!
ንጻዕዳ ክንብል 1 ሚልዮን ዝኸፈልና
ጎራሓት ዝመስለና ካብ ዓለም ዝዓሸና
ምስ ሽጋራና ዝተማረኽና
ኣብ ቅድሚ ዓለም ዝተዋረድና
ረድኤት ስንዳይ ንልምን ዘለና
ኣይ ካብ ትግራይ ኣይ ካብ ኢትዮጵያ ኣጉል ዝቐረና
ተጋሩ ንበሃል ካብ ሩባ ጥግሪስ ኢና!
እወ ተጋሩ ኢና!!!!

ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ

Digital Weyane
Senior Member
Posts: 10173
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ተጋሩ ኢና!

Post by Digital Weyane » 16 Jul 2023, 05:54

አታዮ ቀታሊ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ሒደግ ቁስልና አይተሕክኸና። ትግራይና መረበትና ሰብ እያ ስኢና እምበይ ዱዋይ ኽትከውን ዘኽእላ ተፈጥሮኣዊ ፀጋታት ልተዓደለት እያ። ኩዕንቲ አው ዓዲ ፈረንጂ ምሩፅ ቀለብ ከብቲ እዩ ሰሚዕና አለና እና ኩዕንቲና ልውጪ ሃገር ኤኽስፖርት ገይርና ትግራይና ዱዋይ ክንገብራ እይና። ትግራይ ትስዕር። :roll: :roll:

Kuasmeda
Member+
Posts: 6431
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ተጋሩ ኢና!

Post by Kuasmeda » 16 Jul 2023, 07:19

:lol: :lol: :lol: :lol:
Digital Weyane wrote:
16 Jul 2023, 05:54
አታዮ ቀታሊ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ሒደግ ቁስልና አይተሕክኸና። ትግራይና መረበትና ሰብ እያ ስኢና እምበይ ዱዋይ ኽትከውን ዘኽእላ ተፈጥሮኣዊ ፀጋታት ልተዓደለት እያ። ኩዕንቲ አው ዓዲ ፈረንጂ ምሩፅ ቀለብ ከብቲ እዩ ሰሚዕና አለና እና ኩዕንቲና ልውጪ ሃገር ኤኽስፖርት ገይርና ትግራይና ዱዋይ ክንገብራ እይና። ትግራይ ትስዕር። :roll: :roll:

Post Reply