·
የሕዝን;
ሓደ ኣቦ 3 ቀልዑ ሓውና ክዝናነ ኣብ ዝወፀሉ ትማሊ ኣብ መቐለ ሞባይልስልኪ ንምውሳድ ሃንግ ተገይሩ ኣብ ክሳዱን ገንበሩን ትወቒዑ ተቐቲሉ ኣሎ:: እዚ ሕጊ ኣልቦነት ሂወት ሙሩፃት ተጋሩ ይበልዕ እዩ ዘሎ:: ሓደ ነገር ረዘይተገይሩ ትግራይ ናብ እንዳ ማፍያነት ተቕየር እያ ዘላ:: ዓዲ ናብ እንዳ ሽፍንትነት ተቓይራ ኣላ:: Sensless murder.
Please wait, video is loading...