መከረኛ ትግራዋይ ላውዝን ላውትን ክብል ሓዲግ-መዲግ ኮይኑ ተሪፉ! ትማሊ " ለይትተዓገሶ ልሶማሊያ(2) ክንስዋእ ኢና ልእስጦብያ ...ካራማራ ልዒ ተናገሪ ፡ ደገሃቡር ልዒ ተናገሪ " ኢሉ ይደ
Posted: 23 Jun 2023, 16:49
መከረኛ ትግራዋይ ላውዝን ላውትን ክብል ሓዲግ-መዲግ ኮይኑ ተሪፉ! ትማሊ " ለይትተዓገሶ ልሶማሊያ(2) ክንስዋእ ኢና ልእስጦብያ ...ካራማራ ልዒ ተናገሪ ፡ ደገሃቡር ልዒ ተናገሪ ( ኣነስ ኣይከኣልኩይ ንክዩባ ንገሪ ፡ ኣነስ ንየመነይ ክኸድ'የ ተሳጊረ ባሕሪ) " ኢሉ ይደርፍ ኔሩ !!
-