Isaias Afwerki ❝የተምቤን ህዝብ ጥያቄ የኔም ጥያቄ ነው❞
Posted: 21 Jun 2023, 16:30

Ethiopian News & Opinion
https://mereja.forum/content/
Tog Wajale E.R. wrote: ↑21 Jun 2023, 16:40Gummamma MushMush:- ዕስትኽ፥ ዓጋመ፥ ወዲ ዛ፥ ፋኛቱራ !!!
MushMushat Guahafat Bast*ard Prosti*tutes Agga*mes:--- Why Don't You Entertain That To Your Dedebit Woorgach Tigrayian Who*re Mother. Get Lost Now Gimmattamm Shettattam Agga*mes.
ራእሲ ዶ ልጅ ሐጎስ
ትግራዋይነት ፕረሲደንት ኢሣያስ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ከባቢ ተቃወምቱ [1] ብሰፊሑ ዝንገር እዩ:: ሕዝብታት ትግራይን ኤርትራን: ብፍላይ ድማ ትግርኛ ተዛርብቲ ኤርትራውያንን ንነዊሕ ዘመናት ዝጸንሐ ባህላውን ታሪኻውን ጥምረት ዘለዎም ሕዝብታት ስለዝኾኑ ሐደ ኤርትራዊ ዘርኢ ትግራይ እንተሃለዎ ከምኡውን ሓደትግራዋይ ዘርኢ ኤርትራ እንተሃለዎ ዘገርም ኣይኮነን:: ኤርትራውያን ኣይኮነን ምስቶም ጎረቤቶም ዝኾኑን ከምኦም ቋንቋ ትግርኛ ዝዛረቡ ተጋሩን ናይ ደምቢያ ዘርኢ ዘለዎም ኤርትራውያን ከምዘለዉ ዝሓለፉ ዓብበይትን ታሪኽን ዝምስክሮ እዩ::
ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ድማ ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ ቤተሰብ እንዳ ወይዘሮ መድኅን በራድ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ቤተመንግሥቲ ትግራይ እውን ከምዝውለድ እናተጸውየ ይርከብ:: ሓቂ እንተዝኸውን ነይሩ እዚውን ዘደንቅ ኣይምኾነን ነይሩ:: ናይዛ ጽሑፍ እዚኣ ጸሓፊ ዝፈልጦምኳ ካብ እንዳ ነገሥታት ትግራይ ዝውለዱ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣለው::
እቶም ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ወለዲ እዮም ዝበሃሉ ቤተሰብ ጥንታውያን ዘይኮኑስ ቅድሚ 150 ዓመት ዝነበሩ ስለዝኾኑ ደቆምን ደቂ ደቆምን እኳ እንተሓለፉ ሳልሳይ ወለዶ ሎምውን ብሕይወት ስለዘለዉ ኣሰሮም ገና ስለዘይሃሰሰ ብቀሊሉ ንድሕሪት ተመሊስካ ክመሳኸር ዝኽእል እዩ::
ኣብዚ ጊዜ እዚ ብሰፊሑ ዝጸሐፍን ዝንገርን ዘሎ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣቦ ጎይታናኡ ሓውሃጸይ ዮሐንስ ራእሲ ሐጎስ እዮም እናተባህለ እዩ:: መብዛሕተኦም እቶም ጸሐፍቲ ድማ ከምዚ ዝብሉ
“ ፕረሲደንት ኢሳያስ ውልቀመላኺነቱ ካብቶም መሳፍንታውያን ዝወረሶ እዩ ” ንዝብል ኣመለኻኽተኦም ንምድጋፍ ይመስል:: እቲ ሓቂ ግን ካብዚ ዝተፈልየ እዩ::
ርግጽ እዩ ሹም ተምቤ ንምርጫ ወልደኪዳንን ወይዘሮ ሥላስ ድምጹን ካብቶም ሽዱሽተ ደቆም ሓደ ሓጎስ ዝበሃሉ ነይሮም:: ምስ ክልቲኦም ዓበይቲ (ጉግሳን ካሣን) ብሃጸይ ቴዎድስሮስ ተኣሲሮም ጸንሖም: ብምሕረት ተፈቲሖም ናብ ዓዶም ክምለሱ ከለዉ እቶም ክልተ ዓበይቲ ኣሕዋቶም ካብ ሃጸይ ቴዎድሮስ ናይ ደገዝማቲነት ማዕርግ ክረኽቡ ከለዉ ንሶም ግን ቀሚስ በዓልጋዳ ጥራይ እዮም ለቢሶም:: ከም ኣሕዋቶም ደገዝማቲ ስለዘይተብሃሉ ይመስል ነቲ ሹመት ኣይተቀበልዎን: ናብ ትግራይ ምስ ተመልሱ ድማ “ሓደ ሰብ በዓል ጋዳ ከይብለኒ “ ኢሎም በቲ ናይ ቀደም መስፍናዊ መዓርጎም ልጅ ሓጎስ ተባሂሎም ብምጽዋዕ ቀጺሎም::
ልጅ ሐጎስ ምርጫ ብመንእሰይነቶም እዮም ሞይቶም:: ሓዎም ሃጸይ ዮሐንስ ክነግሱ ከለዉ ብህይወት ኣይነበሩን:: ስለዚ ካልእ ተወሳኺ መዓርግ ከይረኸቡ ልጅ እናተባህሉ እዮም ሓሊፎም:: ልጅ ሓጎስ ወይዘሮ በተሃ ዝተባህላ ጸለምተይቲ ኣእትዮም ወይዘሮ ኣበራሽ ዝተባህላ ሓንቲ ክወልዱ ከለዉ ካብ ካሊእቲ ሰበይቲ ድማ ወይዘሮ ደስታ ዝተባህላ ወሊዶም እዮም ሓሊፎም :: ብዘይካ እዘን ክልተ ኣንስቲ ካልእ ውላድ ኣይነበሮም::
ንምጥቅላል እቶም ሓው ሃጸይ ዮሓንስ ዝኾኑ ሓጎስ ራእሲ ኣይነበሩን: ኣብርሃ ይኹን ካሊእ ዝበሃል ተባዕታይ ውላድ ኣይገደፉን:: ካብ ደቂ ወይዘሮ ኣበራሽ ሓንቲ ዝኾና ብመውስቦ ናብ ኤርትራ ኣትየን እየን: ንሰን እውን ዝኣተወኦ ናብ ደቡብ ሰራየ እምበር ናብ ሓማሴን ስለዘይኮነ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኮነ ምስቤተሰቡ አፍልጦ ይኹን ርክብ የብለንን::
ብኻልእ ወገን ድማ ካብ መኳንንቲ ሃጸይ ዮሐንስ ራእሲ ሓጎስ ዝበሃሉ ነይሮም:: ራእሲ ሓጎስ እንግዳ ዓዶም ቆላተምቤን ኣምበራ መጠቃ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ክኸውን ከሎ ሓደ ካብቶም ሃጸይ ዮሓንስ ናብ ርእስነት ዘብጽሕዎም መኳንንቲ ትግራይ እዮም:: ታሪኽ ከምዝስንዶ ራእሲ ሓጎስ ድሕሪ ኲናት መተመማ ምስ ራእሲ ኣሉላ ብዝነበሮም ዘይምቅዳው ኣብ ኲናት በጺሖም ኣብቲ ኲናት ድማ ራእሲ ኣሉላ ክቆስሉ ከለዉ ንሶም ግን በዓቀይቶት ራእሲ ኣሉላ ተማሪኾም:: ራእሲ ኣሉላ ብሰንኪ መውጋእቶም ከምዝሞቱን ራእሲ ሓጎስ ድማ ድሕሪ ምምራኾም በተኸተልቲ ራእሲ ኣሉላ ከምተቀትሉ ይንገር::
ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ እንዳ ራእሲ ሓጎስ እንግዳ ደኾንይኸውን? ካብ እንዳ ሓጎስ ምርጫ ግን ኣይኮነን::
ሳምረታይ ዘርኢ ሓጎስ ምርጫ
____________________________________________________________________________________
[1] ኣብ ባህልና ወዲሰብ ዓዓመት ሽማግለ ብፍላይ መራሒ ናይ ሓንቲ ሀገር ኣንታ ኣይበሃልን: ነገርግን ብወገን ኤርትራውያን እዚ ባህሊዚ ዝተረሰዐ ወይ ድማ ጊዜ ዝሓለፎ ኮይኑ ስለዝረአ መቅረቢ እዛ ጽሑፍ እውን: ትግራዋይ'ኳ እንተኾነ ዋንኡ ዘሕሰሮ ጨው ከም ዝበሃል በቶም ሰቡ ዝጽውዕዎ ኣጸዋውዓ ኣንታ ክብሎ ወሲኑ::
http://www.aigaforum.com/article2016/Is ... -hagos.pdf
ይህ “ራስ ወይስ ልጅ ሓጎስ” የሚል ርእስ ያለው ጽሑፉ ይዘቱ ሲጨመቅ