Page 1 of 1

ኣብ በሊሕ መላጸ... ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡ ብመስዋእቶም ... ዘስገሩ ብጾቶም፡ ንሳቶም ...

Posted: 19 Jun 2023, 04:11
by Meleket
Meleket wrote:
08 Dec 2022, 08:34
ኣብ በሊሕ መላጸ

ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡
ኣብ በሊሕ መላጸ፡

ብመስዋእቶም ...
ዘስገሩ ብጾቶም፡
ዘይርሳዕ ውዕለቶም፡
ንሳቶም ...

ኣብ በሊሕ መላጸ ሚልዮናት ዘስገሩ
በጃ እናሓለፉ ፍቕሮም ዘመስከሩ፡
ሃገር ዝፈጠሩ፡
አናብስ ስዉኣት” ወትሩ ይዘከሩ።
ዘለዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራን ዩክሬንን! .. .. .. ብዕላማ ምእንቲ መሬቶምን ኽብረት ሕዝቦምን ዝወደቁ ጀጋኑ።

Re: ኣብ በሊሕ መላጸ... ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡ ብመስዋእቶም ... ዘስገሩ ብጾቶም፡ ንሳቶም ...

Posted: 20 Jun 2023, 03:28
by Meleket
20 ሰነ፡ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት ሃገረ ኤርትራ!

ረዚን ዕለት፡ ዝኽሪ ረዚን ሕድሪ!

Re: ኣብ በሊሕ መላጸ... ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡ ብመስዋእቶም ... ዘስገሩ ብጾቶም፡ ንሳቶም ...

Posted: 20 Jun 2023, 07:09
by Tog Wajale E.R.
ጋዕጋዕ፥ ዓጋመ፥ ኹርኩር፥ { ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳ፥ ዩክሬይን }

Gummamma MushMush:- ዕስትኽ፥ ዓጋመ፥ ወዲ ዛ፥ ፋኛቱራ !!!

MushMushat Guahafat Bast*ard Prosti*tutes Agga*mes:--- Why Don't You Entertain That To Your Dedebit Woorgach Tigrayian Who*re Mother. Get Lost Now Gimmattamm Shettattam Agga*mes.

Re: ኣብ በሊሕ መላጸ... ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡ ብመስዋእቶም ... ዘስገሩ ብጾቶም፡ ንሳቶም ...

Posted: 17 Jun 2024, 03:58
by Meleket
Meleket wrote:
08 Dec 2022, 08:34
ኣብ በሊሕ መላጸ

ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡
ኣብ በሊሕ መላጸ፡

ብመስዋእቶም ...
ዘስገሩ ብጾቶም፡
ዘይርሳዕ ውዕለቶም፡
ንሳቶም ...

ኣብ በሊሕ መላጸ ሚልዮናት ዘስገሩ
በጃ እናሓለፉ ፍቕሮም ዘመስከሩ፡
ሃገር ዝፈጠሩ፡
አናብስ ስዉኣት” ወትሩ ይዘከሩ።
ዘለዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራን ዩክሬንን! .. .. .. ብዕላማ ምእንቲ መሬቶምን ኽብረት ሕዝቦምን ዝወደቁ ጀጋኑ።

Re: ኣብ በሊሕ መላጸ... ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡ ብመስዋእቶም ... ዘስገሩ ብጾቶም፡ ንሳቶም ...

Posted: 21 Jun 2025, 04:55