Page 1 of 1
ብጃስቲስ ሲኮን ሳርኮን ቶማስን ኣክሱምኤዛናን ዝተደርሰት መጽሓፍ ፥ ናይ ረድኤት ስንዳይ ሰሪቕካ እንዳ ሸጥካ ከመይ ጌርካ ኣብ ሓጺር እዋን ትህብትም ?/ሃው ቱ ጌት ሪች ልተጋሩ /
Posted: 04 May 2023, 17:14
by Abe Abraham
ብጃስቲስ ሲኮን ሳርኮን ቶማስን ኣክሱምኤዛናን ዝተደርሰት መጽሓፍ ፥ ናይ ረድኤት ስንዳይ ሰሪቕካ እንዳ ሸጥካ ከመይ ጌርካ ኣብ ሓጺር እዋን ትህብትም ?/ሃው ቱ ጌት ሪች ልተጋሩ /
-
Re: ብጃስቲስ ሲኮን ሳርኮን ቶማስን ኣክሱምኤዛናን ዝተደርሰት መጽሓፍ ፥ ናይ ረድኤት ስንዳይ ሰሪቕካ እንዳ ሸጥካ ከመይ ጌርካ ኣብ ሓጺር እዋን ትህብትም ?/ሃው ቱ ጌት ሪች ልተጋሩ /
Posted: 05 May 2023, 11:38
by Abe Abraham
እንታይ እዩ ነገሩ ?
ነምሓራ
ክትወግኡ
እንተዘይ
ተዳሊኹም
ስንዳይ ዘይኮነስ
ብሽኮቲ
ኢኹም
ትረኽቡ
ተጋሩ
ደቂ ተጋሩ
ድዮም
ዝብልዎም
ዘለዉ
እዞም
ሰይጣውንቲ
ጸዓዱ !!
ቅጫ ከይበላዕካን
ናይ ቀረባ ሰለሎ
ከይወጻልካን
ኣእጋርካ ረድ ረድ
እንዳ በለካ
ከመይማ ኢልካ
ክትትኩስ
በለ ተራ ትግራዋይ
ንባይደንስ
ብሊንከንስ !!!
-