ንሕና ኤርትራውያን ነዞም ሱዳን ነዚ ዝገብሩልና ጽቡቕ ኣቀባብላን ኣተሓሕዛን ብዙሕ ነመስግን
Posted: 03 Apr 2023, 01:03
ንሕና ኤርትራውያን ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ነዞም ዓረባውያን ኣስላም ሱዳን ነዚ ዝገብሩልና ጽቡቕ ኣቀባብላን ኣተሓሕዛን ስደተኛታት ብዙሕ ነመስግን ። ንኹሎም ጂሃዳውያን ናይ ሊብያን ፡ በደዊን ናይ ዓረብ ኣስላም ናይ ግብጺ ሲናይ ከምኡ ውን ንኹሎም ዓረብ ኣስላም ራሻይዳ ኣብ መገሻና ንግብጽን ንሊብያን ንዝገብሩልና ሓገዝ ብዙሕ ነመስግኖም።
ብፍላይ ኣብ ግዜ ሮሞዳን ከሪም ኩሉ ስራሕን ጸሎትን ገዲፎም ንዓና ንኤርትራውያን መግብን ማይን መጽለሊ ኣባይትን ኣብ ምቕራብ ዝገብርዎ ብነቢ መሓመድን ብኣላህን ተፈደይዎ።
ነዚ ሰናይ ተግባር ናይ ህዝቢ ሱዳን ሓውና በዓል ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ናይ ዓዋተ ህያቡ ከራር ኢብራሂም ሲራጅ ካልድ ኣበራ ኩሎም ጂሃድውያን ውድባት ሰልፊ ኣልናሕዳ ንህዝቢ ሱዳን ምስጋና የቕርቡ። ቅሬታ ከምዘይብሎም ይገልጹ።
ነዚ ሰናይ ግብሪ ናይ ህዝቢ ኣስላም ሱዳን ኣብ ግዜ ሮሞዳን ከሪም ኣብዚ ረኣዩ።