Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: President Isaias is a leader with a long-term vision who is laser-focused on reforming Eritrea.

Post by Abe Abraham » 19 Mar 2023, 01:37

ኣንታ ትግራዋይ ኣስላማይ ስጋዕ ክንድዚ ሓርኢ ዘወጥጥ እንታይ ኣሎካ ? ኣብ ሓማሴን ( ዞባ ማእከል ዶ ሽንጣር ዶ እንዳ ተባህለ መሬት ወደባት ተመንዚዑ ንሓላፍ መንግድን ኣስላም ተጋሩን ይሽየጥ ስለ ዘሎ ። ) ዓቢ ምምሕያሽ የድሊ እኳ እንተኾነ ኣብ ኤርትራ ናይ ዲሞክራሲ ጸገም የብልናን ። ኣብ ኩሉ ዞናታት ናይ ኤርትራ ብቀጥታዊ ዲሞክራስን ህዝባዊ ተሳትፎን ዝተሃንጸ ባይቶታት ኣሎና ። ካብኡ ንንየው ዝድለ ነገር የሎን ። ናይ ቁጠባ ጉዳይ ከኣ ብጥንቃቐ ክተሓዝ ዘለዎ ጉዳይ ስለ ዝኾነ መንግስቲ ብውሕሉል ኣተሓሕዛ ይመርሖ ኣሎ ።

-

almaze
Member+
Posts: 8835
Joined: 15 Dec 2013, 03:38

Re: President Isaias is a leader with a long-term vision who is laser-focused on reforming Eritrea.

Post by almaze » 19 Mar 2023, 02:45

Abe Abraham wrote:
19 Mar 2023, 01:37

Post Reply