Page 1 of 1
ምአንቲ ሓንቲ ሃገር ኤርትራ ኢልና አምበር ንሕና ውን ማሕበር ሓማሴን ጀሚርና ኣለና።ባዕሎም ማሕበር ሰራየ-ማሕበር ኣከሎጉዛይ አንዳበሉ ደኣ ካባና ሓማሴን ንላዕሊ ኤርትራዊ'ኮ የለን።
Posted: 17 Mar 2023, 01:26
by JudgementDay1234
ደስ ዘይበሎ ይነፋሕን ይተሓጎም። ሓማ በል ክትድረር። ደስ ዘይበሎ ድማ ድም ይነፋሕን ደም ይተሓጎም አምበር። አቶም ደቂ ማሕበር ሰራየን ማሕበር ኣኮሎጉዛይ ድማ ምስቶም ቆማላት ተጋሩ የሓዋቶም ይኺዱልና።
Re: ምአንቲ ሓንቲ ሃገር ኤርትራ ኢልና አምበር ንሕና ውን ማሕበር ሓማሴን ጀሚርና ኣለና።ባዕሎም ማሕበር ሰራየ-ማሕበር ኣከሎጉዛይ አንዳበሉ ደኣ ካባና ሓማሴን ንላዕሊ ኤርትራዊ'ኮ የለን።
Posted: 17 Mar 2023, 07:37
by sesame
Re: ምአንቲ ሓንቲ ሃገር ኤርትራ ኢልና አምበር ንሕና ውን ማሕበር ሓማሴን ጀሚርና ኣለና።ባዕሎም ማሕበር ሰራየ-ማሕበር ኣከሎጉዛይ አንዳበሉ ደኣ ካባና ሓማሴን ንላዕሊ ኤርትራዊ'ኮ የለን።
Posted: 17 Mar 2023, 10:51
by JudgementDay1234
ሓሳዊ መደናገሪ አታ ሓቂ ከነውጽኣ ከለና ንሕና ደቂ ሓማሴን ተሕመኩም አያ አንዳ ዕጉም ህግደፋውያን። ንስኻ'ኸ ናየናይ ኣባል ኢኻ፣ወይ ማሕበር ሰራየ ወይ ድማ ማሕበር ኣኮሎጉዛይ ኢኻ? አቲ ትግርኛ'ኻ አሞ ናይ ማሕበር ደቂ 40 ተጋሩ ኣባል ኢኻ ትመስል። ድሕሪ ሕጂ ኣይንዕሾዎልኩምን ኢና ንሕና ደቂ ሓማሴን ባዕልኹም ዓጋመ ድማ ኣፍኩም መሊአኩም ዓጋመ ትብሉና ለኽባጣት መደናገርቲ። ክኸፍ ኣኩም አንከሎ ኡይ ሓማሴን ንዑ ርድኡና ትብሉና፣ክጥዕመኩም ከሎ ግን ብድሕሪ መጋረጃ ኮይንኩም ንሓማሴና ክትጸርፉ ትውዕሉ ጽቡቅ ገርና ኢና ፈሊጥናኩም አንዳ ማሕበር ዞባ ደቡብ። ኣስመራ ናይ ሓማሴን ስለዝኾነት አንዲኹም አንዳ ፈረሰት ሱቅ ኢልኩም ትር አዩዋ ዘለኹም። ደሓን ግን ወዲ ሓማ ናይ ብሓቂ መራሒ ኤርትራና ምስ መጸ ን ኢታላውያን ኣምጺአና ከም ብሓድሽ ክንሃንጻ ኢና፣ ደስ አንተዘይበለክን ን መቀለ ትግራይ ዓድኽን ክንጉሕፈክን ኢና፣ ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ አዩ። ሓማ በል ክትድረር።