ዲክታቶር ክብል ዝውዕል ዲክ ዝደለየ ጥራሕ እዩ !!ንሕና ሰብ ዴሳ መሬትን ባይቶን ማዕርነትን ኢና ።
Posted: 11 Mar 2023, 20:18
ጎሚዳ
ነዓኻ ዝትንክፈካ የሎን ። ኣብ ዕረፍቲ ኪድ ስድራኻን ቤተ-ሰብካን ረአ - ተናፈስ ።
ዲክታቶር ዝብል ኣምር ኣብ ሕብረተ-ሰብና ፈጺሙ የሎን። እቲ ቃል ንገዛእ ርእሱ ጸዓዱ ባዕላቶም ዝመሃዝዎን ንመነባብሮኦምን ኣተሓሳስባኦምን ዘንጸባርቕ ስለ ዝኾነ ነዓና ኣይምልከተናን እዩ ። ንሕና ሰብ ዴሳ መሬትን ባይቶን ማዕርነትን ኢና ።
ዲክታቶር ክብል ዝውዕል ዲክ ዝደለየ ጥራሕ እዩ !! ኣንታ ጎሚዳ ሓወይ እንታይ ደኣሞ ክንገብረካ ምስ ኣብ ቅድሜኻ ዘየሎን ዘይመዘናኻን ሰብ ሱቕ ኢልካ ብዘይ መጎት እንዳ ተታረኽካ ።
-