የግብዣ ጥሪ ለተከበራችሁ የዚህ ፎረም አባላት
Posted: 28 Feb 2023, 21:56
Tigrai Media House
“ዓድዋ መግለፂ መንነት ተጋሩ እዩ" Adwa is our identity ብዝብል ቴማ ንመበል ካልኣይ ዓመት ሰንበት March 5 ኣብ ፍሪደም ፕላዛ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን እትርከቡ ተጋሩ ቅያናን ባህልናን ዘንፀባርቑ ኣልባሳት ተኸዲንኩም ክትርከቡ ብመናእሰይ ነበርቲ ዲሲን ኸባቢኣን ደኣማት ሄሪቴጅን ብኽብሪ ተዓዲምኩም ኣለኹም።