ኣብዚ 31 ዓመታት “መዋእል ባርነት” ኣብ ኤርትራ ሓንቲ ተኣምራታዊት ምህዞ እያ ተማሂዛ።
Posted: 11 Feb 2023, 20:52
እዛ ኣብ ስእሊ ትርእይዋ ዘለዂም - ኣድሓነት ዝተሰምየት መጐጐ...ልክዕ ብኸምዚ ናይ በዓል Apple ን SAMSUNG Company ድማ renovate እናገበሩ ማለት እናመሓየሹ ሎሚ ኣብ 2023 ዓ. ም The latest model “Adha-9” በጺሖም ኣለዉ። ካብ ሻዕብያን እዝን ድማ ኣዝዩ ብዙሕ’ዩ።

