ኣሓ'ስ ምስ ሓራዲኤን ማይ ይሰትያ።
Posted: 18 Jan 2023, 11:19
አዚኣ ምስላ ናይ ኣቦሓጎታትና ጀጋኑ ኤርትራውያን አያ፣ ንመን አያ ድማ ትወቅስ፣ነቶም ደቂ ሃገር ከለው ግን ምስ ጸላአቶም ተጋሩ ኮይኖም ን ኤርትራ ሃገሮምን ህዝቦምን ምስ ሓረድቶም ኮይኖም ዝወግአዎ ዘለው አያ ትነቅፍ። አወ ንፈልጥ ኢና መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ኢና አንዳበሉ ግን ተጋሩ ከም ዘለው፣ግን ነቶም ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ዝኾኑ ኢያ ትነቅፍ። ተማሃሩ ደቂ ኤርትራ ክንደይ ግዜ ን ሓረድትና ተጋሩ ክትኣምንዎም ኢኹም? ሎም'ስ አባ ቁሩብ ካብ'ቲ ዝሓለፈ ተማሃሩ ደቂ ኤረይ። ኣይትተሃመሉ ደቂ ኤረይ በጃኹም። አዚኣ'ዎ ደሓንኩም።