ዘበን ካብ መጸ፡ ወያነ ዘይብሉ: ሃየ ደቂ ኤረይ፡ መድረኽ ዓንድሩሉ Happy New Year
Posted: 01 Jan 2023, 10:30
መንደላይ ኣርዓዶም፡ መሰታ ዘይብሉ
ንምድሪ ዓጋመ፡ መርዙ ነስኒስሉ
ዕርዶም ኣፍሪሱ፡ እቲ ዝምኽሑሉ
ሕቖኦም ሴሩ፡ ሓፍ ከምዘይብሉ
ውሻጠኦም ኣትዩ፡ ሓዊ ረኵዕሉ
ኣርእዩና ክእውዩ፡ ዓበድበድ ክብሉ
ጆ ባይደን ክደሕኖም፡ ክንከባለሉ
ለበዳ ኮቪድ፡ ፈውሲ ካብ ተረኽበሉ
ዘበን'ውን ካብ መጸ፡ ወያነ ዘይብሉ
ሃየ ደቂ ኤረይ፡ መድረኽ ዓንድሩሉ
ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት፡ ዓወትኩም ጸምብሉ።
ንምድሪ ዓጋመ፡ መርዙ ነስኒስሉ
ዕርዶም ኣፍሪሱ፡ እቲ ዝምኽሑሉ
ሕቖኦም ሴሩ፡ ሓፍ ከምዘይብሉ
ውሻጠኦም ኣትዩ፡ ሓዊ ረኵዕሉ
ኣርእዩና ክእውዩ፡ ዓበድበድ ክብሉ
ጆ ባይደን ክደሕኖም፡ ክንከባለሉ
ለበዳ ኮቪድ፡ ፈውሲ ካብ ተረኽበሉ
ዘበን'ውን ካብ መጸ፡ ወያነ ዘይብሉ
ሃየ ደቂ ኤረይ፡ መድረኽ ዓንድሩሉ
ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት፡ ዓወትኩም ጸምብሉ።