ናስታውሶም እስቲ ..... 2023
Posted: 01 Jan 2023, 01:28
ናስታውሶም ጁንታውያን ትውልዲ
እላፃሕፅሑ ዝፈተሑ ዕጥቂ
ኢዶም ዝሃቡታ ብውዲ ብግዲ
ናስታውሶም ጀፈሪ ፈልትማኒ
ፈላልዮም ዝርእዩ ኢትዮጵያን ትግራይኒ
ተፃሪፎም ዝዕዘሩ ኻም ልሰአነ ለማኒ
ናስታውሶም ጁንታ ናይ መረጃ
ተሓቢኦም ዝሕሽዉ ድሕሪ መጋረጃ
ምስተሸነፉ ዝስሕቡታ ጋንጃ
ናስታውሶም መራሕቲ ሕወሓት
ዘምፁኡልና እዙይ ኩሉ ማዓት
ልህዝቢ ትግራይ አጥሚዮም ዝበልዑ ጋዓት
ናስታውሶም ጁንታዋይ መለኸት
ባንዳነቶም ልተቐበሉዎ ኻም በረኸት
ፃድቕ ዉኻርያ ዝባብዕ አሰረት
ናስታውሶም አይተ ሓላፊ መንገዲ
ኡቶም ጎይታ ፈኸራ ዘይሕለሉ ሃዳዲ
ዝጠፈሹ ነጋዳይ ዓውዲ የብሎም ዓዲ
ናስታውሶም አይተ ኤደን ሳርካዝሚ
ምስ ሰብአይ እኖኡ ኮይኑ ልእኖኡ ዝሓሚ
ወዲ ማይ ጠላሚት ቅስሙ ልተሰበረ ዓሚ
ናስታውሶም አኽሱመ ኤዛና አባ አዋሽ
ኡቶም ፃሕፃሒ ጁንታ መባላሸዊ ፍርናሽ
ሕልሚ ዓባይ ትግራዮም ኮይኑ ልብላሽ
ናስታውሶም ጃስቲስ ስኸር፣ ዓንቲኾ አልማዜ
ኡቱ ኩሉ ዓፈርፈሮም ተቐይሩ ላብ ትካዜ
ሓደ ሚልዮን ትግራዋይ ዘህልቑ ብዘይ ኑዛዜ
ናስታውሶም አይተ ቶማስ
ዓቕሚ ለይብሎም ብዘይካ መልሓስ
ዕድሚኦም ሓሊፉ አው ተንኮል ምፍሓስ
እላፃሕፅሑ ዝፈተሑ ዕጥቂ
ኢዶም ዝሃቡታ ብውዲ ብግዲ
ናስታውሶም ጀፈሪ ፈልትማኒ
ፈላልዮም ዝርእዩ ኢትዮጵያን ትግራይኒ
ተፃሪፎም ዝዕዘሩ ኻም ልሰአነ ለማኒ
ናስታውሶም ጁንታ ናይ መረጃ
ተሓቢኦም ዝሕሽዉ ድሕሪ መጋረጃ
ምስተሸነፉ ዝስሕቡታ ጋንጃ
ናስታውሶም መራሕቲ ሕወሓት
ዘምፁኡልና እዙይ ኩሉ ማዓት
ልህዝቢ ትግራይ አጥሚዮም ዝበልዑ ጋዓት
ናስታውሶም ጁንታዋይ መለኸት
ባንዳነቶም ልተቐበሉዎ ኻም በረኸት
ፃድቕ ዉኻርያ ዝባብዕ አሰረት
ናስታውሶም አይተ ሓላፊ መንገዲ
ኡቶም ጎይታ ፈኸራ ዘይሕለሉ ሃዳዲ
ዝጠፈሹ ነጋዳይ ዓውዲ የብሎም ዓዲ
ናስታውሶም አይተ ኤደን ሳርካዝሚ
ምስ ሰብአይ እኖኡ ኮይኑ ልእኖኡ ዝሓሚ
ወዲ ማይ ጠላሚት ቅስሙ ልተሰበረ ዓሚ
ናስታውሶም አኽሱመ ኤዛና አባ አዋሽ
ኡቶም ፃሕፃሒ ጁንታ መባላሸዊ ፍርናሽ
ሕልሚ ዓባይ ትግራዮም ኮይኑ ልብላሽ
ናስታውሶም ጃስቲስ ስኸር፣ ዓንቲኾ አልማዜ
ኡቱ ኩሉ ዓፈርፈሮም ተቐይሩ ላብ ትካዜ
ሓደ ሚልዮን ትግራዋይ ዘህልቑ ብዘይ ኑዛዜ
ናስታውሶም አይተ ቶማስ
ዓቕሚ ለይብሎም ብዘይካ መልሓስ
ዕድሚኦም ሓሊፉ አው ተንኮል ምፍሓስ
![Rolling Eyes :roll:](./images/smilies/icon_rolleyes.gif)
![Rolling Eyes :roll:](./images/smilies/icon_rolleyes.gif)