Page 1 of 1

ቪድዮ ናይ፥ቆማል-ዝተረገመ-መሬትን-ህዝብን ትግራዋይ ደኣ አንታይ ኣዲኡ ኣፍሊጥዎ ብዛዕባ ናይ ኤርትራውያን ኣቦሓጎታተይ ዝመሃዝዎን ቃንቃ ትግርኛ ናይ ኤርትራ!!! WEEY GUUD !!!

Posted: 22 Dec 2022, 22:40
by tarik
ዘይሓፍር ዱምስ ሰራቅን ሎቅማጽን ትግራዋይ ስሙ።ንቃንቃ ኣቦሓጎታተይ ኤርትራውያን ዝመሃዝዎ ሰሪቆም ከይ ኣሎም'ሲ ንታሪኽ ኣቦሓጎታተይ ከበሳ ውን ናተይ ኢሎም ብዘይ ሕፍረት ቀትሪ ምድሪ ዝሰርቁ ደፋራት ኣንበጣ ተጋሩ። ዓገብ ንብል ንሕና ደቂ መቦቆልና ዝኾና ኤርትራውያን።