Page 1 of 1

ሓወልቲ ኣኽሱም ቅርሲ ሙስሊምን ክርስትያንን ተጋሩ እምበር ቤት እምነት ናይ ክርስትያን ኣይኮነን።

Posted: 09 Dec 2022, 08:56
by sarcasm
እዚ ሓወልቲ ሃይማኖት ዘይፉሊ ቅርሲ ተጋሩ እዩ። ዋላ እቲ ካብ ሽረ ተሰዲዱ ኣብ ኣስመራ ንባርነት ተዓሲቡ ብመናእሰይ ኤርትራ ዝቕልድ ዘሎ ትግራዋይ ኣወል ስዒድ እውን ከም ትግራዋይ ቅርሱ እዩ።

ኣወል ትግራዋይ ክንሱ ኣብ ኣኽሱም መፂኡ ብመስዋእቲ ኤርትራውያን ምፍካር ንኤርትራውያን ዓብይ ፀርፍን ውርደትን እዩ። ኣብ ኣኽሱም ምፍካሩ ከሐጉሰኩም ይኽእል እዩ፣ግን ድማ ኣወል ብናይ መን ደም እዩ ዝቕልድ ዘሎ ኢልኩም ክትሓስቡ እዩ ዝግበአኩም።

ሓወልቲ ኣኽሱም ቅርሲ ሙስሊምን ክርስትያንን ተጋሩ እምበር ቤት እምነት ናይ ክርስትያን ኣይኮነን። እዚ ፈኸራ ምስ እምነት ቅድሚ ምትሕሓዝኩም፣ትግራዋይ ኣወል ብናይ መን ደም እዩ ዝቕልድ ዘሎ? ደም ኣሕዋትኩም ከ ንባርነት መን እዩ ኣብ ጎበታታ ትግራይ ፈሲሱ?! ንሱ እሞ ሕሰብሉ ብዛዕባ ሓወልትና ድማ ንግዜ ግደፉልና!!
Please wait, video is loading...