Page 1 of 1

Eritrean hero colonel hagos tekeste"wedi tekeste"broke the backs of shifta tplf in shire.

Posted: 30 Nov 2022, 17:52
by JudgementDay1234

ስርሒት " Game over “ mission accomplished!!!
ካብ ዘዕወቱ ኣርካናት ገድሊ! ካብ ጀጋኑ ጅግና ናይ ጽንዓትና ራእሲ

ጅግና ኮሮኔል ሓጎስ ተከስተ( ወዲ ትከስተ) ነታ ኣብ ሽረ ፣ ሽራሮ ዓሪዳ ዝነበረት ናይ ጸላኢ ሓይሊ ድርዕም ኣቢሉ። ንሽረ ፣ ሽራሮ ንሰራዊት ሓይልታት ፈደራል ዘረከበ ሓደ ካብ ኣርካናት ሻዕብያና ኢዮ።