" ኣብ ክንዲ ናይ ረድኤት ተጸበይቲ ንኸውን ንዘሎ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታትና ተጠቂምና ነዚ ገጢሙና ዘሎ ፈተናታት ክንፈትሖ ክንጽዕር ኣሎና ። " -ተጋሩ ከም ኤርትራውያን ክዛረቡ ጀሚሮም!!!!!!
Posted: 18 Nov 2022, 17:11
" ኣብ ክንዲ ናይ ረድኤት ተጸበይቲ ንኸውን ንዘሎ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታትና ተጠቂምና ነዚ ገጢሙና ዘሎ ፈተናታት( ብድሆታት!) ክንፈትሖ ክንጽዕር ኣሎና ። " ---ተጋሩ ከም ኤርትራውያን ክዛረቡ ጀሚሮም!!!!