Page 1 of 1

Leader of the High IQ Nation

Posted: 08 Nov 2022, 00:28
by Fiyameta
8) 8) 8)


Re: Leader of the High IQ Nation

Posted: 08 Nov 2022, 01:23
by Abe Abraham



ናይ ፕረዚደንት ኢሳያስ ናይ ምሕሳብ ክእለት ኣዝዩ ልዑል እዩ ። ነዚ ሕጂ ንርእዮ ዘሎና ኩነታት ዓለምና - ምዕራባውያን ኣብ ርእሲ ሩስያን ቻይናን ዝገብርዎ ዘለዉ ናይ ምንብርካኽ ፈተነ - ኣቐዲሙ ተዛሪቡሉ ኔሩ ። ማለት ናይ ስሰዐን ምግባትን መንፈስ ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነ ኩነታት ከም ዘምርሕ ።

ከይረሓቅና ናብ ቀይሕ ባሕርና ምስ ንጥምት መራሒ ዘሃገረ ኤርትራ ካልኦት ኣብ ዞናና ከይመጽኡ እንከለዉ ናይ ቦታና ጸጥታን ርግኣትን ባዕልና ነውሕስ እንዳ በለ ምስ ከም በዓል ሱዑዲያ ዝኣመሰላ ናይ ከባቢና ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ክዛረብን ክዛተን ጸኒሑ ። ኤርትራ ሃገርና ኣብ ዓወት ክትበጽሕ ዝገበራ ሓደ ረቛሒ ብልሒ ናይ መራሕትናን ናይ ኣርሒቕካ ምሕሳብ ዓቕሞምን እዩ ።




-

Re: Leader of the High IQ Nation

Posted: 08 Nov 2022, 01:46
by Digital Weyane
ትግራይና እዛ መረበትና ኻምዚኦም ልበለ በሊሕና ቆራፅ መራሒ እንተተግኒ ነይራ ንሕና ተጋሩ ብናይ ዓርሰ መትሓት ሕማም የምተሳቐናይ። :cry:

እንታይማ ግበር መራሕቲ ወያነና ባንዳታት ኮይኖም ንትግራይና ላይ ውክልና ጦርነት አውድማ ገይሮሙዋ ብገይም ኦቨር ተሸኒፎም ኻው ጨወታ ተገሊፎም። :roll:

ኡቱ ተማሂረ እየ ልብል ትግራዋይ ድማ እታ ሓንቲ ክእለቱ ብማንኪናኡ ገይሩ ጎደናታት ሃገር ፈረንጂ ምዕፃው ጥራይ እያ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: