" ኡዝስ ስርስር እምበይ ድርድር ለኾነይ ። ልልትግራይ ወኪሎም ልኸዱ ኣይተ ጻድቃንን ኣይተ ጌቹ ወልደ-ሓሰማን ኣሰራሲሮም ላብ መሬት ኣውሪዶሞም-- ጸዓዱ ኻም ልብልዎ ላብ ሪያሊቲ ሰልዲ ሱዑዲ
Posted: 03 Nov 2022, 09:57
" ኡዝስ ስርስር እምበይ ድርድር ለኾነይ ። ልልትግራይ ወኪሎም ልኸዱ ኣይተ ጻድቃንን ኣይተ ጌቹ ወልደ-ሓሰማን ኣሰራሲሮም ላብ መሬት ኣውሪዶሞም-- ጸዓዱ ኻም ልብልዎ ላብ ሪያሊቲ (ሰልዲ ሱዑዲ ዓረብ)። " -- ኣይተ ሓሳቡ ለይሓብእ ሓላፊ መንገዲ ሕደግ ኣታ ወዲ
