Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 37256
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

ውቅሮ...ኣጉላዕ...Wuqro...Agulae...وقرو...اقولا... R Loading!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 23 Oct 2022, 15:57


ጥሙር ሰራዊት ፌደራል ብምብራቃዊ ግንባር በርቃዊ መጥቃዕቲ ናብ መቀለ ከፊቱ ኣሎ!እዚ ምንቅስቕስ እዚ ምስቲ ብዓዲ-ግራት ተበጊሱ ዘሎ ደምሳሲ ሓይሊ እንዳ ተናበበ ይምርሽ ኣላ።

ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ምስ ሰራዊት ፌደራል ብሙካን ፣ ካብ ጎቦታት ኣጽዳ ብምብጋስ ናብ ውቕሮን ኣጉላዕን ይግስግስ ኣሎ!