ካብ 1877-1880 ኣብ ስራሕ ውዒሉ ዝነበረ "ባጤራ ሃዘጋ";እቲ ብ-ሃዘጋ ዝጽዋዕ ዝነበረ ገንዘብ መንግስቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን ኣብ ምስሪ ዝተሰርሐ ኾይኑ ነዚ ይመስል ነበረ።
Posted: 07 Oct 2022, 12:26

Raesi Woldemichael Solomon
ካብ 1877 - 1880
ኣብ ስራሕ ውዒሉ ዝነበረ "ባጤራ ሀዘጋ!"
እቲ ብ-ሀዘጋ ዝጽዋዕ ዝነበረ ገንዘብ መንግስቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን ኣብ ምስሪ ዝተሰርሐ ኾይኑ ነዚ ይመስል ነበረ።
— in Hazega, Eritrea.