Page 1 of 1

የ104ኛ ኮማንዶ ክፍለ ጦር ምክትል አዛዥ ኮሎኔል ማሩ ገቢ ሆነች

Posted: 12 Sep 2022, 10:04
by Thomas H
Getachew Aregawi Wurayna

እዚ ኮ/ል ማሩ እዩ ዝብሃል ናይ 104ትኛ ዝብሃል ናይ ኮማንዶ ክፍለጦር ምክትል ኣዛዚ ሓላፊ ለጁስቲክስ እዩ።
ጳጉሜን 3 እዩ ተማሪኹ ኣብ ወልድያ ግንባር
ነባር ኣባል ሰራዊት ስለዝኾነ ኣመራርሓ እውን ስለዝኾነ ብዙሕ እዩ ተዛሪቡ ክለቆ እየ ብሙሉኡ






Please wait, video is loading...