Page 1 of 1

ማሴ ማሴ ማሴ ክብል'ዶ ክንደይናይ ከይንኸአሎ ኢልኩሙና!!! WEEY GUUD !!!

Posted: 05 Sep 2022, 01:06
by tarik
አንዳ ኣቦይ ሃዘጋ ሓማ ጻዕዳ መለብሶ
አንዳ ኣደይ ኣከለ ጻዕዳ መስሓል
አንዳ ዓባየይ በቦይ ሃዘጋ ሓማ
አንዳ ዓባየይ በደይ ሰራየ ቅጭን
ጽሩይ ወዲ ጹሩያት
ምኩሕ ወዲ ምኩሓት
ደቂ መቦቆሎም ርስቶም ኤርትራውያን
ደቂሶም ተንሲኦም ኤርትራ ምስ በሉ
ትርግታ ልቦም መንፈሶም ኤርትራ
ቀዳመትን መወዳአታን ትንፋሶም ኤርትራ
ካብዚኦም ብውላደይ የኹራዓኒ
ስለዝኾንኩ ድማ ለይትን ቀትረን
ብርስቲ ኣቦሓጎታተይ ዝኾነት ኤርትራይ
ከይደቀስኩ ይሓድርን ይውዕልን
አቲ ምንታ'ሲ ከቢድን ረዚንን ሓላፍነት ስለዘለኒ
ሕጂ ውን ኤርትራ ክብል ከይተሓለልኩ
ኤርትራ ክትጉዳአ ኣይፈቱ
ጸላአታ ክጥፈኣላ
ደቂሰ ኣይሓድርን.....

ቀጻሊት'ያ...................