Page 1 of 1

ATV: ኣገናዕ ኮርዒዳ ብርጌድ ንሓመዱ

Posted: 23 Aug 2022, 10:44
by QB

Re: ATV: ኣገናዕ ኮርዒዳ ብርጌድ ንሓመዱ

Posted: 23 Aug 2022, 12:52
by Eripoblikan
QB wrote:
23 Aug 2022, 10:44
. . .
ኣብ ስልጡን ዓለም ሓመድ ደርብዮምስ ኮሪዒዳ?! :lol: :lol: :lol:

ኮሪዒዳስ ብመብረቃዊ ስርሒት ነቶም ኣብ ሸላ ዝበልዩ ዘለዉ ሓራ ተዘውጽኦም እምበር?

ኣየ እንዳተወተፍ፡ መዕስ ኮን እዮም ዝልብሙ፧

Re: ATV: ኣገናዕ ኮርዒዳ ብርጌድ ንሓመዱ

Posted: 23 Aug 2022, 12:57
by Asmara
ከምቲ ዕድመኪስ ናብ ቤተ ክርስትያን ኬድኪ ክትቅበሊ ሰላም የውርደልና ኢልኪ ጸሎትኪ ናብ ኣምላክ ከተብጽሒ ድኣ ምተገበኣኪ እምበር፥ ነዞም ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ሰኸም ሕብረተሰብ ዝኾኑ ብጫትን ብመስተን ዝጠስጠሱ ንኣረጋዊን ንቆልዑ ሰብኡት ዝኾንሎም ክትውድሲ፧
እቲ ወዲ ዎዶገባ እሞ ከምታ ናይ ያቆብ ዝገበሮ ጽሕጻሕ ብጽሕጻሕ ዝኾነላ ሓንቲ ቢሖቅ ተድልዮ ኣላ ኣብዛ ዝባኑ።

Re: ATV: ኣገናዕ ኮርዒዳ ብርጌድ ንሓመዱ

Posted: 23 Aug 2022, 14:43
by kerenite
Eripoblikan wrote:
23 Aug 2022, 12:52
QB wrote:
23 Aug 2022, 10:44
. . .
ኣብ ስልጡን ዓለም ሓመድ ደርብዮምስ ኮሪዒዳ?! :lol: :lol: :lol:

ኮሪዒዳስ ብመብረቃዊ ስርሒት ነቶም ኣብ ሸላ ዝበልዩ ዘለዉ ሓራ ተዘውጽኦም እምበር?

ኣየ እንዳተወተፍ፡ መዕስ ኮን እዮም ዝልብሙ፧
Greetings adwapoblican oops eripoblican. Man! I am kidding lol

Hats off to sister freweyni kema aHat yibzeHa. She told the absoulte truth.

I am perplexed by what you wrote, can you elaborate it. Thank you.