Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ) - ኲናት ዝፈጠሮ ሰንፈላል ህይወት መንእሰያት ክልል ትግራይ

Post by Eripoblikan » 15 Jul 2022, 05:19

መቐለ — ኲናት ክልል ትግራይ ንሰላማዊ ህይወት ብዙሓት ዜጋታት ፀልዩ’ዩ። መንእሰያት ድማ ብህይወትን ሞያን ካብቶም ቀንዲ ግዳያት’ዮም። ነቶም ኣብ በበይኑ ሞያ ክነጥፉ ዝፀንሑ መናእሰይ ከመይ ከም ዝተንከፎምን ዘማዛበሎምን ንገለ መንእሰያት ኣዘራሪብና ኣለና።

https://tigrigna.voanews.com/a/%E1%8A%B ... 59164.html