ትግራይ ክትባድም እያ!
Posted: 02 Jul 2022, 01:59
ነቶም ሕጂ እንታይ ይካየድ ኣሎ ዘይተረድኣኩም ዘሎ:-
ካብ ቃል ናይ ቮድካቸዉ ረዳ ተረድእዎ ኢኹም፣ ኣብ ጉዳይ ዘተ ንሰላም ተስፋ ቆሪጸ ይብለኩም ኣሎ።
እሞሲ:-
ኩነታት ትግራይ፣ ፈጺሙ ብዘተ-ሰላም ዝፍታሕ ኣይኮነን። ኩነታት ትግራይ ንዝመጽእ ነዊሕ ዓመታት ምናልባት እዉን ክሳብ ምጽኣተ-ኣለም ክቕጽል እዩ።
መከራ፣ ፍዳን ሕሰምን ህዝቢ ትግራይ ድማ ማዕረ ማዕረኡ ብዝሓየለ መልክዕ ክቕጽል እዩ።
ኣብ መወዳእታኡ ድማ ክልል ትግራይ ክትባድም እያ!