The Agame psychic & fairy-tales!
Posted: 03 May 2022, 18:50
"ትግራይና ኣግኒእዋ ለሎ ዕጽዋን ክባን፡ ብሰንኪ ንፋስ እጁ። ንፋስ ንላይ ቫስኮ ዳጋማ መርከብ ካዉቲ ትኸዶ ልነበረት መገዲ ጠዉይዋ እንተ ለይነብር፡ ሕዚ ትግራይና ልክዕ ከም ኣሜሪካ ኮይና ምሃለወት"
"ኣዉ ኤዉሮጳ ልነበሩ ነጋዉስቲ፡ ትግራይ ይበሃል ሃገረ እኔኣ'ያ። ለዛ ሰፈር ልበጽሐ ደሞ ንዓለም ክገዝኣ'ዩ ዝብል ትንቢት ስለ ልነበረ፡ ንልዕሊ 400 ዓመታ ብብርሃን፡ ብጸልማት፡ ላዉ ላዕሊ፡ ላዉ ታሕቲ እላበሉ ኣናድዮማ እዮም"
ተጋሩ ቕድሚ 800 ዓመት፡ እዘን ሕጂ "ድሮን" ተባሂለን ዝጽውዓ ዘለዋ ረቀቕቲ ቴክኖሎጂ ይዉንኑ ነበሩ።
"ኣብ ትግራይና ልነበራ ድሮን ብሱሩ ብሱሩ ላዉ ዑፍ፡ ላዉ ሊሎ፡ ልቐረባ እጀን ኔረን። ልረቐቓ፡ ልማዕበላ፡ ብወንጭፍ ለይዉቅዓ እጀን ልነበራ"