Page 1 of 1
Axumezena-Halafi-Thomas-Sarcasm:አዚኦም ተጋሩ ኣይኮኑን፡ሓደ ካብኦም ብቃንቃ ናይ ተጋሩ ስብርባር ዓጋምኛ ጽሒፎም ኣይፈልጡን!!! WEEY GUUD !!!
Posted: 02 Apr 2022, 11:09
by tarik
መብዛሕቶም ወይ ደቂ ኦሮሞ ወይ ድማ ኣምሓሩ ወይ ድማ ተጋሩ ኣምሓሩን ኦሮሞን ዝተቀየሩ ወይ ድማ ደቃሉ አዮም።

Re: Axumezena-Halafi-Thomas-Sarcasm:አዚኦም ተጋሩ ኣይኮኑን፡ሓደ ካብኦም ብቃንቃ ናይ ተጋሩ ስብርባር ዓጋምኛ ጽሒፎም ኣይፈልጡን!!! WEEY GUUD !!!
Posted: 02 Apr 2022, 11:33
by Axumezana
ድባዬ፥ድባ፥ኢሱዬ፥ድባ፥
አቅሚ፥ሲኢንካ፥እምበር፥ዘሪኻንባ፤
መረብ፥ተሳጊሬ
ክትት፥እምበር፥ንእሬ
ንኢሱ፥ከምጽኦ፥ሐንጊረ
ናብ፥አዲ፥እንኡ፥አቡኡ፥ ናብ፥ሰብ፥አዲ፥ስረ፤
ማጮሎት፥ኸኽጽቦ፥
አብ፥አዲ፥እኖ፥አብ፥አዲ፥አቦ
ትጽልኢ፥ትግራይ፥ክኽንሺቦ፤
ኢሱ፥ብላይ፥ጨርቂ
ንደልየካ፥ኢና፥ብኻቂ፤