Page 1 of 1

ናይ አርትራውያን ኣቦታትና ምስላ ን ባይፖላር ኣቢ፥"ፈራሕ ዘይሞተ'ስ ላንግ ላንጋ ሞተ"።

Posted: 21 Feb 2022, 22:29
by JudgementDay1234
መስመርካን መርገጽካን ማዓንጣኻን ሸብ ኣብሎ ከም ሰብኣይ፣ አዚ ግልብጥ ግልብጥ ምባል ግደፎ። ነቶም ኣብ ሕማቅካ ምሳኻ ደው ዝበሉ ኣይትረስዕ።

Re: ናይ አርትራውያን ኣቦታትና ምስላ ን ባይፖላር ኣቢ፥"ፈራሕ ዘይሞተ'ስ ላንግ ላንጋ ሞተ"።

Posted: 21 Feb 2022, 23:31
by sesame
Ugum, are you still pretending to be Eritrean. What a dumbass!

Re: ናይ አርትራውያን ኣቦታትና ምስላ ን ባይፖላር ኣቢ፥"ፈራሕ ዘይሞተ'ስ ላንግ ላንጋ ሞተ"።

Posted: 21 Feb 2022, 23:54
by JudgementDay1234
sesame wrote:
21 Feb 2022, 23:31
Ugum, are you still pretending to be Eritrean. What a dumbass!
ሰሰሚ ዘይኮነ'ስ ጠጠሚ ወይ ጠጠም አዩ ክኸውን ነሩዎ ስምካ፥ትግራዋይ'ዶ ከም'ዚ ዓይነት ናይ ጽሩያት ደቂ ኣባት ደቂ መቦቆል ትግርኛ ቃንቃ ምስላ ዝምስል ኣሎ ድዩ ኣብ'ዚ? ካልአይቲ ምስላ ናይ አርትራ ክህበካ አየ፣ነቦ'ኻ ወይ ኣደኻ ሕተቶም አንታይ አዮ ማለታ፣ሕራይ'ዶ ኣንታ ቆልዓ።"ዓሻ ዝተኸሎ'ስ ለባም ዘይነቅሎ"።ክደገመካ'ዶ ካልኣይቲ፥"ዓሻ'ስ ጽቡቅ ኣሎ፣ሓው ዓሻ ግን ሕማቅ ኣሎ"።ብጀካና ጽሩያት አርትራውያን አዚ ምስላ ዝፈልጦ የለን። ልቢ ግበር ክትመሃር አንተደሊኻ ክምህረካ አየ፣ንኹሉ ግን ዓጋመ ኣይትበል።ሕራይ'ዶ ማንጁስ። :lol: