ሓላፊ መንገዲ፥ልትግራይ ብዩኒቨርስቲ ኣፍሪቃ ምስ ኣፍሪቃ ብምልእታ ልተሓስበ ምውሳብ ኻው ለይሰለጠ ሕዝይ ኬንያውያንን ኡጋንዳውያንን ኣምጺኦም ልደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ ከርግጽወን ይሓስቡታ ኣለዉ
Posted: 30 Jan 2022, 11:01
- ሓላፊ መንገዲ፥ልትግራይ ብዩኒቨርስቲ ኣፍሪቃ ምስ ኣፍሪቃ ብምልእታ ልተሓስበ ምውሳብ ኻው ለይሰለጠ ሕዝይ ኬንያውንን ኡጋንዳውያንን ኣምጺኦም ልደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ ከርግጽወን ይሓስቡታ ኣለዉ ። ኣብ ሶማልያ ለይተኻእለ ኣብ ትግራይ ይካኣል እዩ ይበሃለሎ!!! ትግራይ ድሽቃ ጌና መሲላ ሰላማዊት ክትኾን ኢያ እዩ እቲ ዓላማ !!! ላይ ኡጋንዳ ላይ መከላከያ መሪ ተጋሩ ኻም ልፈቱ ኣቐዲምና ሰሚዕና ኣሎና ። ላብ ትግራይ ምስ ልመጽእ ቶሚ ሓጎስ ፒምፕ ኻም ልገብረሉ ይውረሎ። መከረኛ ትግራይ ለልመጸ ሰራዊት ረረጊጽዋ ልሓልፍ ።