Page 1 of 1

2021 ካብ ረመዳንን ኣል-ኣሚንን ጀሚርካ ንፈትዎም ኣሕዋትናን መራሕትናን ብምፍናውና መራር ዓመት እኳ እንተ ነበረት ንኩሉኹም ደቂ ኤረን ፈተውትና ኢትዮጵያውንን ርሑስ ምስግጋርን ሓድሽ

Posted: 31 Dec 2021, 15:14
by Abe Abraham
  • 2021 ካብ ረመዳንን ኣል-ኣሚንን ጀሚርካ ንፈትዎም ኣሕዋትናን መራሕትናን ብምፍናውና መራር ዓመት እኳ እንተ ነበረት ንኩሉኹም ደቂ ኤረን ፈተውትና ኢትዮጵያውንን ርሑስ ምስግጋርን - ካብ ብሉይ ናብ ሓድሽ ዓመት - ሓድሽ ዓመትን ክምነየልኩም እፈቱ ።

    ከም እንዳ ኬክያን ካካይን ቤተ-ሰብ ስዉእ ጅግና ኣቦናን መራሒናን ረመዳን ካብ ቀደም ምስ ስድራይ ሕውነትን ምቅርራብን ጸኒሕዎም ። ኣል-ኣሚን እውን ብስድራ-ቤት ደረጃ ልክዕ ከም ስዉእ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ርሑቕ ኣይነበረን ።

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!!!

    ዓወት ንሓፋሽ!!!