Page 1 of 1

ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ጠፊኣ!

Posted: 23 Dec 2021, 18:56
by pushkin
ናይ መወዳእታ ስእሊ ናይ ኣይተ ገረቺዳን ደስታ እዩ!

ጓሂን ጥምየትን ከም'ዚ ጌሩ እዩ ዝልውጠካ።

ኣቤት ዝነበረ ዓጀውጀው!

ትግራይ ትግርኚ፣ ጋዕጋዕዝያን፣ ኣለውሃ ምላሽ፣ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ፣ ሃፀይ ዮሃንስ፣ ራእሲ ስባጋድስ፣ ሹም ዓጋመ፣ ውዕል ውጫለ፣ ውዕል ማይፈረስ፣ ጥልያን፣ ሃጸይ ምንሊክ፣ እተጌ ጸሃይቱ፣ ኣንኮበር፣ ሊጥ ማረፍያ፣ ኣዱሊስ፣ መጠራ፣ ውግእ ዓድዋ፣ ቆሓይቶ፣ ኣኽሱም ጽዮን፣ ሃጸይ ካሌብ፣ የሓ፣ ንግስተ ሳባ፣ ደጊያት ደበብ፣ ልጅ ኣርኣያ፣ ምድረ ሓማስየን፣ ሰራየ መረብ ምላሽ፣ ወሊድና ተዋሊድና ኢና፣ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ክትፈርስ ኣለዋ.......

ኣየኸየይ!

Re: ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ጠፊኣ!

Posted: 23 Dec 2021, 19:39
by Kuasmeda
:lol: :lol: :lol: :lol:
pushkin wrote:
23 Dec 2021, 18:56
ናይ መወዳእታ ስእሊ ናይ ኣይተ ገረቺዳን ደስታ እዩ!

ጓሂን ጥምየትን ከም'ዚ ጌሩ እዩ ዝልውጠካ።

ኣቤት ዝነበረ ዓጀውጀው!

ትግራይ ትግርኚ፣ ጋዕጋዕዝያን፣ ኣለውሃ ምላሽ፣ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ፣ ሃፀይ ዮሃንስ፣ ራእሲ ስባጋድስ፣ ሹም ዓጋመ፣ ውዕል ውጫለ፣ ውዕል ማይፈረስ፣ ጥልያን፣ ሃጸይ ምንሊክ፣ እተጌ ጸሃይቱ፣ ኣንኮበር፣ ሊጥ ማረፍያ፣ ኣዱሊስ፣ መጠራ፣ ውግእ ዓድዋ፣ ቆሓይቶ፣ ኣኽሱም ጽዮን፣ ሃጸይ ካሌብ፣ የሓ፣ ንግስተ ሳባ፣ ደጊያት ደበብ፣ ልጅ ኣርኣያ፣ ምድረ ሓማስየን፣ ሰራየ መረብ ምላሽ፣ ወሊድና ተዋሊድና ኢና፣ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ክትፈርስ ኣለዋ.......

ኣየኸየይ!

Re: ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ጠፊኣ!

Posted: 23 Dec 2021, 19:58
by Fiyameta
:lol: :lol: :lol: :lol:

Re: ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ጠፊኣ!

Posted: 23 Dec 2021, 20:59
by sesame

ምድሪ ዓጋመ ኩላ
ውርደት'ምበር ካልእ ዘየፍትወላ
ኵናት ባህልና ኢዩ ኢላ
ሳምቡኣ ነፊሓ ነፍሳ ኣታሊላ
ወዓጊቶ ኮቶ ዘይሓልፈላ
ዓይና'ናረኣየ ኣብ ጓህሪ ዘሊላ::

ሰራዊታ ብድሮን ተሓምቲላ
ዝሰረቐቶ ኩሉ ተመንጢላ
ገሊኣ ተጓሒፋ ቀባሪ ዘይብላ
ገሊኣ ብጥሜት ማሲና እንሄላ
ዝሞተት ሞይታ ፍሓም መሲላ
ዘላ ተኸርዲና ዝብላዕ ዘይብላ::

Re: ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ጠፊኣ!

Posted: 23 Dec 2021, 22:45
by Temt
sesame wrote:
23 Dec 2021, 20:59

ምድሪ ዓጋመ ኩላ
ውርደት'ምበር ካልእ ዘየፍትወላ
ኵናት ባህልና ኢዩ ኢላ
ሳምቡኣ ነፊሓ ነፍሳ ኣታሊላ
ወዓጊቶ ኮቶ ዘይሓልፈላ
ዓይና'ናረኣየ ኣብ ጓህሪ ዘሊላ::

ሰራዊታ ብድሮን ተሓምቲላ
ዝሰረቐቶ ኩሉ ተመንጢላ
ገሊኣ ተጓሒፋ ቀባሪ ዘይብላ
ገሊኣ ብጥሜት ማሲና እንሄላ
ዝሞተት ሞይታ ፍሓም መሲላ
ዘላ ተኸርዲና ዝብላዕ ዘይብላ::
Wow! a great poem bro!