Page 1 of 1

ወረ ስዕረት በዚሑ! ወይ ኣነ ሓላፊ ክኣቱ ዶ ላብ ጸድፊ! ወይ ኣነ ሳርኮ ዓቕለይ ጸበበኒ እኮ! ወይ ኣነ ኣባ ኣተኹ ኣብ ጭንቂ ጸበባ !!ወይ ኣነ ኤደን ክኸይድ ዶ ናብ ባይደን!!

Posted: 22 Dec 2021, 17:26
by Abe Abraham

  • ወረ ስዕረት በዚሑ!
    ወረ ፍሽለት በዚሑ!!

    ወይ ኣነ ሓላፊ ፡ ክኣቱ ዶ ላብ ጸድፊ!
    ወይ ኣነ ሳርኮ፡ ዓቕለይ ጸበበኒኮ!
    ወይ ኣነ ኣባ ፡ ኣተኹባ ኣው ጭንቂ ጸበባ !!
    ወይ ኣነ ኤደን፡ ክኸድ ዶ ላብ ባይደን!!
    ወይ ኣነ ያባሎ፡ ጠንቀላዕ-ላዕ ዶ ክብል ኣው መቕሎ !!

Re: ወረ ስዕረት በዚሑ! ወይ ኣነ ሓላፊ ክኣቱ ዶ ላብ ጸድፊ! ወይ ኣነ ሳርኮ ዓቕለይ ጸበበኒ እኮ! ወይ ኣነ ኣባ ኣተኹ ኣብ ጭንቂ ጸበባ !!ወይ ኣነ ኤደን ክኸይድ ዶ ናብ ባይደን!!

Posted: 22 Dec 2021, 17:53
by lil kogne
ውይ አነ ሐላፊ በዝሑኒ ጸርፊ፡ሀው ክብልዶ ላው ጸድፊ።
ውይ ኣነ ሳርካዝም፡ ኽንዱዝይ ፈኪረስ ግስም።
ውይ አነ አባ ኣሎ ድዩ ኽንዱዝይ ጸበባ ልአትዎ ስኣንኩ ውይ ውይ ብኹሉ ኸበባ።
ውይ አነ ኤደን ፡ኽእውይ እምበይ ልባይደን።
ውይ አነ ያቤሎ፡ሕዝይከ መን ጠንቀላዕላዕ ኽብሎ።
ውይ አነ ችግራይ ፒፕል፡ሻዕውያማ ግዚኡ ቆጺሩ ሐመድ እይ ልገብር።
ውይ አነ ሐውድያን፡ አሜርካ እኮ ስኡንና ምድሐን።
ውይ አነ ድጅታል ወይኔ፡እንታም አተወና ናብዝኹሉ ሽግርን ኩነኔ።
ዋይ፡ዋይ፡ዋይ።

Re: ወረ ስዕረት በዚሑ! ወይ ኣነ ሓላፊ ክኣቱ ዶ ላብ ጸድፊ! ወይ ኣነ ሳርኮ ዓቕለይ ጸበበኒ እኮ! ወይ ኣነ ኣባ ኣተኹ ኣብ ጭንቂ ጸበባ !!ወይ ኣነ ኤደን ክኸይድ ዶ ናብ ባይደን!!

Posted: 23 Dec 2021, 14:35
by Abe Abraham
lil kogne wrote:
22 Dec 2021, 17:53
ውይ አነ ሐላፊ በዝሑኒ ጸርፊ፡ሀው ክብልዶ ላው ጸድፊ።
ውይ ኣነ ሳርካዝም፡ ኽንዱዝይ ፈኪረስ ግስም።
ውይ አነ አባ ኣሎ ድዩ ኽንዱዝይ ጸበባ ልአትዎ ስኣንኩ ውይ ውይ ብኹሉ ኸበባ።
ውይ አነ ኤደን ፡ኽእውይ እምበይ ልባይደን።
ውይ አነ ያቤሎ፡ሕዝይከ መን ጠንቀላዕላዕ ኽብሎ።
ውይ አነ ችግራይ ፒፕል፡ሻዕውያማ ግዚኡ ቆጺሩ ሐመድ እይ ልገብር።
ውይ አነ ሐውድያን፡ አሜርካ እኮ ስኡንና ምድሐን።
ውይ አነ ድጅታል ወይኔ፡እንታም አተወና ናብዝኹሉ ሽግርን ኩነኔ።
ዋይ፡ዋይ፡ዋይ።
:lol: :lol: :lol: :lol: