Page 1 of 1

"ሞታ ዝኣኸለ ኣንጭዋ'ስ ኣብ ቅድሚ ድሙ ኮይና ትስዕስዕ"።

Posted: 19 Dec 2021, 23:16
by JudgementDay1234
ናይ ሸፋቱ ጁንታ ህወሓት መራሕቲ ድማ ከም'ዚ ኢልካ ጥራይ ኢዩ ዝግለጽ።ኣብ ዓዲ ኣምሓራን ዓፋርን ክሳዳ ምስ ተሰብረት'ሲ ስዕረት ዘየሕፍሮም መራሕቲ ማለሊት፣ሕጂ ድማ ከይሓፈሩ ናብ አርትራ ከንቅንዕ ኢና ሓይልና ይብሉ ኣለው።ኣየ አንዳ ተጋሩ ጃህራን ፈኸራን ዘይምነዎም።አሞ ሃየ አንተኣዋጺኣትኩም'ሲ ወስ በሉ ናብ አርትራ፣አታ ጥይትን በትርን ናትና አርትራያን ናፊቅኩማ ግዲ ኢኹም ትመስሉ ዘለኹም።አርትራዊ ካብ ሕጂ ንዳሓር ከም ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትኩም ኣይምሕረክሙን ኢዩ።ምሩኽ ዘይብልኩም ኩሉኹም መላሲ ኣልቦ ክትኮኑ ኢኹም ደሊኹም ይመስለኒ።