ገብረኪዳን ደስታ- መሃንዲስ ናይ ሓሶት! ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ
Posted: 16 Dec 2021, 16:38
ኣብ'ታ ራእሲ ስዩም መንገሻ ዘማሕድርዋ ዝነበሩ ትግራይ ጠቅላይ ግዝኣት፣ ኣውራጃ ሽረ፣ መደባይ ዛና ዝተባህለት ጣቢያ ተወሊዱ።
ኣብ ትውልዲ ዓዱ፣ መደባይ ዛናን ኣብ ደብረ-ከርቤን ናይ መባእታ ትምህርቲ ቤተ ክህነት ተማሂሩ። ንዝልዓለ ናይ ቤተ- ክህነት ትምህርቲ ናብ ጎንደር ብምኻድ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ኣምሓራ ናይ ቤተክህነት ሊቃውንቲ፣ ቅዳሴ፣ ቅኔን ጸዋትወዜማን ተማሂሩ።
ኣብ ዝተፈላለየ ኣድባራት ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ብመሪጌትነት ኣገልጊሉ። ኣብ ጎንደር፣ ኣምሓረይቲ ጓል ጎንደር ተመርዕዩ ይነብር ኔሩ። ምኽንያቱ ብዘይገልጾ ድማ ምስ'ታ ኣምሓረይቲ ተፋቲሑ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ኣምሓርኛ መምህር ኮይኑ ኣገልጊሉ።
ጎድኒ ጎድኒ ስራሕ ምምህርና፣ ምስ ቤት ጽሕፈት ጸጥታን ስለያን ወያነ ብስዉር ይሰርሕ ኔሩ።
ኣብ እዋን ምስጓግ ኤርትራዊያን ካብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ዝነብረሉ ገዛውቲ ንዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ብምጥቋም ብግፍዒ ኣስጉግዎም እዩ።
ብድሕሪ ውድቀት ስርዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ከም ኩሎም ኢዶም ዘመራስሑን ነብሶም ዘይኣምኑን ተጋሩ፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ሃዲሙ ከይዱ።
ኣብ መቐለ ኮይኑ እዉን፣ ኣንጻር ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ልኡላዊነት ሃገረ ኤርትራን ኣንጻር ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን መርዚ ክተፍእ ጸኒሑ።
ከም ኩሎም ጠዋያት ልቢ ተጋሩ፣ ደስ ክብሎ ከሎ ህዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ፣ ወሊድና ተዋሊድና ኢና፣ ኣግኣዝያን፣ ትግራይ ትግርኚ፣ ጅኒዕፍሪት ዝብል ናይ መታለሊ ቃላት ክዛረብ ይስማዕ።
ንሓሳብ ድማ ኤርትራ ስናዕ ሃገር እያ፣ ኤርትራ ክትፈርስ ኣለዋ፣ ኣስላም ኤርትራ ደቀባት ኣይኮኑን፣ ዶብ ትግራይ ቀይሕ ባሕሪ እዩ፣ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንፈረሱ ኣብ ማይ ቀይሕ ባሕሪ የስቲ ኔሩ ወዘተ. ዝብል መርዚ ክተፍእ ይስማዕ።
ገብረኪዳን ደስታ፣ ኣብ'ቲ ናይ ፈለማ 8 ኣዋርሕ ዝነበረ ኲናት ትግራይ፣ ካብ መቐለ ሃዲሙ፣ ፎቖዶ በረኻታትን ጉድጓድን ትግራይ ክሕባእ እዩ አሕሊፍዎ።
ገብረኪዳን ደስታ፣ ኣቦ ጽውጽዋይ፣ መታለሊ፣ መላኽዒ፣ ሓሳዊ፣ ቀጣፊ፣ መደናገሪ፣ መልሓሱ ሓንሳብን ንሓዋሩን ተቖሊፋ ኣላ።
በዚ ኣጋጣሚ፣ ታጋሩን እቶም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቐዩ ፍርቀ ፍርቂ ተወልጄ ማእኸላይ ዓሌትን ፍርናሽ ኣንጺፎም ሓዚኖም ኣለዉ።
እቲ ኣዝዩ ዘሐጉስ፣ እታ ንሱ ዝሓልማ ዝነበረ "ዓባይ ትግራይ" ናብ "ዓባድ ትግራይ" ተቐይራ፣ ሰሪቓ ሒዛቶ ዝነበረት ልሙዕ መሬት ወልቃይት፣ ሑሞራን ራያን ብሓይሊ ተመንዚዓ፣ ኣብራኻ
ተሓምሺሹ ተሎኽሲሳ፣ ደቃ ብኣሽሓት መዓልታዊ ኣብ ዘይመሬቶም ዝቕዘፉላ፣ ዝብላዕ ዝስተ ዘይብላ፣ "አረ በይዛኻትኩም እርዳታ ሃቡኒ" ኢላ እትልምን ዝተረግመት መሬት ኮይና ርኢዋ ምሕላፉ እዩ።
ብዝኾነ!
መምህር ጥልመት ወሓሶት ገብረኪዳን ዘሪእዎ ብዝኸደ ሓደገኛ መርዚ ህዝቢ ትግራይ ንወሎዶታት ብቐሊሉ ክወጾ ኣብ ዘይክእል ናይ ጥፍኣት ታኼላ ኣትዩ ኣሎ።