- ጁንታ ባዕላ ብኣምሓርኛ ኣብ " ቅርቃሮት " ብትግርኛ ድማ ኣብ " መንቀራቕሮ " ኣትያ ። ሕዚ በየን ይግነ " ምግልጋሎት " ካብ ብዓርስኻ ልዘርጋሕካዮ ወጥመዶች !
ኣበዋት ከም ዝበልዎ ፥ ጽጋብ ትወልዳ ልእኪት!!!
ኣነ ክኸድ ኢለ
ናብ ኣዲስ ኣበባ!
ብዓርሰይ
ከይተሓዘልኩ ባባ!!
እንተ በሉኒ
ኣታዮ
ሕደግ እባ!
ከይሰምዕ
ብኽብሪ
ብዓጀባ!
እነኹ ኣትየ
ኣብ
ጭንቂ
ጸበባ!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00